እዋናዊ ሓበሬታ፥: ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ኢየሱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዕለት 30.05.2015 ን 31.06.2015 ብ ኣቆጻጽራ ኣውሮፓ ክበዓል ኢዩ። ክብረ በዓል ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ኣስኮይ ሃለን (Askoy hallen311) Askoy

እዋናዊ ሓበሬታ፥: ዓመታዊ ክብረ በዓል ደብረ ኢየሱስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዕለት 30.05.2015 ን 31.06.2015 ብ ኣቆጻጽራ ኣውሮፓ ክበዓል ኢዩ። ክብረ በዓል ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ኣስኮይ ሃለን (Askoy hallen311) Askoy

6

ርክበ ካህናት

ትርጉም ርክበ ካህናት               ካህናት ጉባኤ ሰሪዖምን ተጋቢኦምን ብዛዕባ ኣገልግሎቶም ምኽሪ ዝገበሩሉ ናይ ካህናት መራኸቢ ኣኼባ፡ ጉባኤ ማለት እዩ። ብቀንዱ ንካህናት ዝሓቝፍ ብምዃኑ ከኣ ርክበ ካህናት ተባህለ። ካህን ዝብል ቃል መበቖሉ ዕብራይስጢ ኮይኑ፡ ኣብ ግእዝን ትግርኛን ከምኡውን ካልኦት ቋንቋታት ከምዘለዎ ዝረዓመ እዩ። ሊቃውንቲ ግና ምስቲ ቋንቋ ግእዝ ክሕውስዎ ከለዉ ተክህነ ዝብል ግሢ ፈጢሮሙሉን፤ ካህን ዝብል ዘርኢ ኣፍርዩን፡ መበቖላዊ መሲሉን ኮይኑን ከኣ ምስ ግእዛዊ ስድራ ተወሓሒዱ ይርከብ። ካህናት ክልተ ዓይነት ዓበይቲ ዕዮታት ጕስነት ኣብ ዝባኖም ይርከብ። እቲ ሓደ ናይቲ ዝጓስይዎ …ሙሉእ ትሕዝቶ…

ዕርገት

ካብ ትንሳኤ ክሳብ ዕርገት ዘሎ ወቕቲ ዘመነ ትንሳኤ ይበሃል። ኣብዚ እዋንእዚ ቤተ ክርስትያን ብዛዐባ ሞት፣ ስቕለትን ትንሳኤን ክርስቶስ ት ዝምር። ኣብዚ ዕለትእዚ ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቀ፡መዛሙርቱ ዳግማይ ከምዝተራእዮም እናስተንተነት፣ ንታሪኽ ቶማስ እናገለጸት ትሰብኽ። ሰላም ውሽጣዊ ዕረፍቲ ኢዩ። ጎይታ ኣብ ትንሳኤ ይኹን ኣብተን ዳሕረዎት መዓልትታት (ዳግማይ ትንሳኤ) ሰላሞም ተዘሪጉ፣ ቤቶም ዓጽዮም ተኣኪቦም ንዝነበሩ ሃዋርያት “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን” ኢልዎም።  እዚ ምስ በሎም ከኣ ኣእዳዉን ጎድኑን ኣርኣዮም። እዝኾነሉ እለት ትንሳኤ እዩ ነይሩ ቶማስ ድማ ኢየሱስ ክግለጽ ከሎ ምስኦም ኣይነበረን። እቶም ካልኦት ደቀ …ሙሉእ ትሕዝቶ…