mstire kurban

ምሥጢረ ቍርባን

 “እቲ ሥጋይ ዚበልዕ ደመይውን ዚሰቲ ኣባይ ይነብር ኣነውን ኣብኡ እነብር ዮሓ 6:56 ክርስቲያን ዝኮነ ኵሉ ነዞም ሓሙሽተ ኣዕማደ ምሥጢር ክመሃሮም ይግባእ ‘’ ኣዕማድ’’ ማለት ኣዕኑድ ማለት እዩ:: ኣዕኑድ መበሊኦም ድማ ዓንዲ ንገዛ ተሰኪሙ ከምዘጽንዕ እዚኣቶም ድማ ናይ ምእመናን ልቢ ብእምነት ስለ ዘጽንዑ እዮም:: ‘’ምሥጢር’’ ምባሎም ምስጢር ዝተባህለሉ ምኽንያት ብዓይንና ክንርእዮም ብኣዕዳውና ክንድህስሶም ዘይንኽእል በብዓይነቱ ናይ መንፈስ ቅዱስ ጸጋ በዞም ምሥጢራት’ዚኦም ምኽንያት ስለዝወሃበና እዩ:: ሓሙሽተ ኣዕማደ ምሥጢር ማለት ከኣ 1. ምሥጢረ ሥላሴ 2. ምሥጢረ ሥጋዌ 3. ምሥጢረ ጥምቀት 4. ምሥጢረ ቍርባን …ሙሉእ ትሕዝቶ…