ጸሎተ ሃይማኖት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጸሎተ ሃይማኖት – ግእዝ  ነአምን በአሐዱ አምላክ እግዚአብሔር አብ አኃዜ ኲሉ ገባሬ ሰማያት ወምድር ዘያስተርኢ ወዘኢያስተርኢ።    ወነአምን በአሐዱ እግዚእ ኢየሱስ ክርስቶስ ወልደ አብ ዋሕድ ዘህልው ምስሌሁ እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም። ብርሃን ዘእምብርሃን አምላክ ዘእምአምላክ ዘበአማን። ዘተወልደ ወአኮ ዘተገብረ ዘዕሩይ ምስ አብ በመለኮቱ። ዘቦቱ ኲሉ ኮነ ወዘእንበሌሁሰ አልቦ ዘኮነ ወኢምንትኒ ዘበሰማይኒ ወዘበምድርኒ። ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኃኒትነ ወረደ እምሰማያት። ተሰብአ ወተሠገወ እመንፈስ ቅዱስ ወእማርያም እምቅድስት ድንግል። ኮነ ብእሴ ወተሰቅለ በእንቲአነ በመዋዕለ ጲላጦስ ጴንጤናዊ ሐመ …ሙሉእ ትሕዝቶ…

kidus giorgis

ቅዱሳት ኣሳእል

ከም ዝፍለጥ ፈጣሪ ዅሉ ዝኾነ ቅዱስ እግዚአብሔር ብኣምላኽነቱ ዘይረአን ዘይድህሰስን ረቂቕ መንፈስ ምዃኑ ቅዱሳት መጻሕፈቲ የረድኡ(ዮሓ 4፣24) እግዚአብሔር መንፈስ እዩ እቶም ዝሰግድሉ ድማ ብሓቅን ብመንፈስን ክሰግድሉ ይግባእ።ሓዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ውን ነቲ ጐይታና ዝመሃሮ ትምህርቲ ብምኽታል እግዚአብሔር ረቂቅ(መንፈስ) ምዃኑ ክገልጽ ከሎ “”ጐይታስ መንፈስ እዩ ኣብቲ መንፈስ ጐይታ ዘሎ ሓርነት ኣሎ ይብል(2ቆሮ 3፣17)፣ በዚ መሠረት እቶም ኵሉ ጊዜ ብዘይ ምቁራጽ ንእግዚአብሔር ዘገልግሉ ቅዱሳን መላእክቲ ውን ረቀቕቲ መናፍስቲ ምዃኖም መጽሓፍ ቅዱስ የረጋግጸልና፣ መዝ 103(104)።4 ሕቶ።-ቐዲምና ከም ዝገለጽናዮ እግዚአብሔር ረቂቕ እንተደኣ ኮይኑ መላእክቲውን ረቀቕቲ …ሙሉእ ትሕዝቶ…